← Go Back Home

Maikenetal - ማይቅነጣል

Objectives

Strengthen unity, protect community interests, correct internal challenges through dialogue, and coordinate development work for Maikenetal.

ወረዳ ማይቅነጣል ካብ ከተማ ዞባ ማእከል ካብ ዝርከባ ወረዳታት ሓንቲ ኮይና: ካብ ኣኽሱም 65 ኪሜ ካብ ዋና ከተማ መቐለ ድማ 150 ኪሜ ርሒቓ እትርከብ ኣብ ውሽጣ ሓጋይ ምስ ክረምቲ ዘይነፅፉ ውሓዝቲ ሩባታት ዝማዕረገት እያ !
Map: 13°53'40.3"N 39°00'16.1"E

ኣብ ውሽጣ ሓጋይ ምስ ክረምቲ ዘይነፅፉ ውሓዝቲ ሩባታት ከም ሩባ ወርዕን ጨላቆን ዝወነነት ሃገር ቦቆል እፅዋትን እንስሳትን ዝርከብዎም መስሕባት ዝውንኑ
ጥንታዊ ገዳማት:
Ancient Historic Sites, indigenous Plants and wildlife Attractions !

***ብድሓን ምፁ/ ምፃ !***

Investment Areas

Education support, school improvement, agriculture, small business, youth skills, water projects, health outreach, and infrastructure development.

ኣውፈርቲ ሰብ ሃፍቲ:
አብ ምምሕዳር ማይቅነጣል ንዋይ ሃፍትኩም ብምፍሳስ ንባዕልኩም ተጠቂምኩም ንሕ/ሰብ ክትረብሑ እትደልዩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማን ገጠርን ኢንቨስት ክትገብሩ ንትደልዩ በርና ኩፋቲ እዩ ፤ ዝተፈላለዩ መኣድናት ከርሰ ምድሪ ከም ሑፃ ንክሬቸራት ዝውዕሉ ዓበይቲ ኣእማን ወርቂ ዕጣን መቐርን ካልኦት ብመፅናዕቲ ሰብ ሞያ ተመራመርቲ ዝተረጋገፀ ንፋብሪካ ስሚንቶ ዘገልግሉ 8ተ ዓይነታት ንጥረ ነገር መኣድናት ዝርከቡላ ወረዳ እያ።


ተፈጥራዊ ሃፍቲ:
ሑፃ ንክሬቸራት ዝውዕሉ : ዓበይቲ ኣእማን: ንፋብሪካ ስሚንቶ ዘገልግሉ ኣእማን
ወርቂ :
ዕጣን መቐርን:

Tourism Areas

Historic churches, cultural heritage locations, mountain landscapes, traditional community celebrations, and local historical landmarks.

‎ፀጋታት ቱሪዝም ምምሕዳር ማይቅነጣል ንምህዋፅ ኣብ ከተማ ማይቅነጣል ማእከል እንተገይርኩም ደረጀኦም ዝሓለው ብማእከላይ ደረጃ ግልጋሎት ዝህቡ ሆቴላት ዝርከብዋ ከተማ እያ።
ባህላውን ሃይማኖታውን መስሕባት:

ኣብያተ ክርስትያናትንገዳማትን ዝርከብዋ እንችከውን ካብዚኣቶም
ብመስሕባቶም ካብ ዝጥቀሱ ድማ ፦
ገዳም ኣቡነ ልብድዮስ (እንዳማሕበር ሰግሊ)
‎ገዳም እንዳባፍሊሞና
‎ገዳም ነገደብርሃን እንዳፃድቃን(ንብዙሓት ሕማማት ዝፍውስ ተባሂሉ ዝእመነሉ ማይፀሎት ሸውሮቒት)
‎ጥንታዊ ቤተክርስትያን እንንዳማርያም ማይግብ ካልኦትን ዝወነነት እያ።

ብመጠን ተባፃሕነቶም (ሓወፅቲ) ግንባር ቀደም ካብ እንጠቕሶም እዮም።

Leadership Names

Administration: ኣይተ ተስፉ-Mr Tesfu +25194005996
ኣይተ ጥላሁን-Mr Tilahun +251962531027
Chairperson: To be updated
Vice Chairperson: To be updated
Secretary: To be updated
Treasurer: To be updated
Youth / Women Representatives: To be updated

Contact Information

ኣውፈርቲ -Investment Office ኣይተ ተስፉ-Mr Tesfu +25194005996
ሃወፅቲ -Tourism office:ኣይተ ጥላሁን-Mr Tilahun +251962531027

Phone: To be updated
Email: adwaunity1@gmail.com

Social Media Links & Social Services

ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት:
-ሆቴል አዋሽ-Awash Hotel
+251914 764848
-ሄለን ቤት ምግብን መስተን-
Helen Restaurant & Bar
+251919016705
-ዮርዳኖስ ቤት ምግብን መስተን
Yordanos Restaurant & Bar
+251914177180
-ኣንበሳ ባንኪ-Anbesa Bank
+251914251659
-ኢትዮጵያ ባንኪ- CBE Bank
+251914827879
-
Facebook: Coming soon
Telegram: Coming soon
YouTube: Coming soon
WhatsApp: Coming soon