← Go Back Home

EndabaTsahima - እንዳባፃሕማ

Objectives

Strengthen unity, protect community interests, correct internal challenges through dialogue, and coordinate development work for EndabaTsahima.

እንዳባፃሕማ ሃገር ቦቆል እፅዋትን እንስሳትን ዝርከብዎም መስሕባት ዝውንኑ ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ፃህማ ፣ እንዳ ጋብር ሰርዐ፣ ጎቦ ዓዲ ብሓይላይ ፣ ጎቦታት ማይምሻምን:ጥቅጥቅ ጫካ ማይጨሎትን (ማይምሻምን ) ካልኦትን ዝወነንት እያ

*ብድሓን ምፁ/ ምፃ !!*----------*Welcome to Endabatsahima*

Investment Areas

Education support, school improvement, agriculture, small business, youth skills, water projects, health outreach, and infrastructure development.
አብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንዋይ ሃፍትኩም ብምፍሳስ ንባዕልኩም ተጠቂምኩም ንሕ/ሰብ ክትረብሑ እትደልዩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማን ገጠርን ኢንቨስት ክትገብሩ ንትደልዩ በርና ኩፋቲ እዩ ፤ ብፍላይ ኣብ ሎጅ ፣ ኣብ ሆቴል ፣ ልምዓት ንህቢ ካልኦትን ኣዳሊና ንርከብ።ከተማና 24 ስዓት መብራህትን ማይን ተጠቃሚት እያ!!

Historic Archeological sites
-‎ኣርኪኦሎጂካዊ መስሕባት ( ስነ-ጥንቲ /ኳዕቲ/) ቦታታት:

‎* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ፍራስ (እ/ጭዋ)
‎* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ስላሴ ዓዲ ዑና (ሕብረት)
‎* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ጉቦ ማይምሻም
‎* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ እንዳ መስቀል ኣንገባ (ፀድያ)
‎* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ዓዲ ሽሁ (ማእከላዊ)
‎* ሓወልትታት ሓምባር ጋድዋ (እ/ጭዋ)ን
ካልኦትን ክፅንዑ ዝግበኦም ስነ ከኳዕቲ ዝወነነት እያ።

Tourism Areas

Historic churches, cultural heritage locations, mountain landscapes, traditional community celebrations, and local historical landmarks.

‎-ፀጋታት ቱሪዝም ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንምህዋፅ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ማእከል እንተገይርኩም 4ተ ደረጀኦም ዝሓለው ብማእከላይ ደረጃ ግልጋሎት ዝህቡ ሆቴላት ዝርከብዋ ከተማ እያ።

-ሃገር ቦቆል እፅዋትን እንስሳትን ዝርከብዎም መስሕባት ዝውንኑ
ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ፃህማ ፣ እንዳ ጋብር ሰርዐ፣ ጎቦ ዓዲ ብሓይላይ ፣ ጎቦታት ማይምሻምን:ጥቅጥቅ ጫካ ማይጨሎትን (ማይምሻምን ) ካልኦትን :


-ባህላውን ሃይማኖታውን መስሕባት:
Over 60 Monasteries, Churches And ancient mosque

‎ልዕሊ 60 ኣብያተ ክርስትያናትን ገዳማትን ዝርከብዋ እንትኸውን ካብዚኣቶም
ብመስሕባቶም ካብ ዝጥቀሱ ድማ ፦
‎* ገዳም ኣውነ ፃህማ
‎* ስላሴ ዓዲ፡ዑና
‎* እንዳ ማርያም ዓዲ ቆሾ
‎* እንዳማርያም ጉስቋም
‎* እንዳ መስቀል ኣንገባን
*መድሃኒኣለም ዓዲፀብሪ ካልኦት ዝመሰሉን ኣብያተክርስትያናት
‎* ጥንታዊ መስጊድ ዓዲተገመስ
ብመጠን ተባፃሕነቶም (ሓወፅቲ) ካብ እንጠቕሶም እዮም።

Leadership Names

ኣይተ ገብረ-Mr Gebre +251914290786 (Administration)
ኣይተ ግርማይ-Mr Girmay +251911991631 (tourism)

Chairperson: To be updated
Vice Chairperson: To be updated
Secretary: To be updated
Treasurer: To be updated
Youth / Women Representatives: To be updated

Contact Information

ምምሕዳር እንዳባፃሕማ :
ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ
ካብ ዞባ ማእከል ካብ ዝርከባ ወረዳታት ሓንቲ ኮይና:
መቐለ ሓውዜን ነበለት ዕዳጋዓርቢ 160 ኪሜ:
መቐለ ዓብይዓዲ ዕ/ዓርቢ 170 ኪሜ:
‎ኣኽሱም ዓድዋ ዕ/ዓርቢ 70 ኪሜ:
ሪሒቓ ትርከብ ኮይና
ደረጅኡ ዝሓለወ ኣስፋልት መንገዲ
ዝወነነት እያ።
Map:14°02'31.2"N 39°04'26.7"E

Phone: ኣይተ ገብረ-Mr Gebre +251914290786 (Investmenet)
ኣይተ ግርማይ-Mr Girmay +251911991631 (tourism)
Email: contactedagaarbi@gmail.com
Website: www.edagaarbi.org

Social Media Links & Social Services

Facebook: Coming soon
Telegram: Coming soon
YouTube: Coming soon
WhatsApp: Coming soon

*ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት:-Service Providers*
-ዳዕሮ ሆቴል--Daero Hotel
+251930330027
-ሆቴል ለምለም ፃኢ- Lemlem Hotel
+251911724106
-ሓሙሽተ ዙፋን ሆቴል--
Hamushte Zufan Hotel
+251930330027
-ኣንበሳ ባንኪ-Anbesa Bank
+251914234718
-ኢትዮጵያ ባንኪ- CBE Bank
+251964794471
-ወጋገን ባንኪ- Wogagen Bank
+251912437181
-